ሓድነት ኣፍሪካ ንምዕባለ ኣህጉርና መሰረት ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነት ኣፍሪካ ንምዕባለ ኣህጉርና መሰረት ኢዩ እንትብለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ “ናይ ኣፍሪካ ጊዘ ሐዚ ኢዩ ” ኢሎም።
ብተወሳኺ ”ሓቦርና ንምስራሕ ቃል እንተኣቲን፣ ዘለና ተፈጥሮ ሃፍቲን ሓይሊ ሰብን ኣፍሪካ ናብ ዝለዓለ ብራኸ ንምሽግጋር እኹል ኢዩ” ክብሉ ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።