Fana: At a Speed of Life!

ሓድነታ ዝተሓለወ ሃገር ንመፃኢ ወለዶ ንምምሕልላፍ መስዋእትነት ክንከፍል ኢና – ነበር ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድነታ ዝተሓለወ ሃገር ንመፃኢ ወለዶ ንምምሕልላፍ መስዋእትነት ክንከፍል ኢና ክብሉ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝነብሩ ነበር ኣባላት ሰራዊት ገሊፆም።

እቶም ኣባላት ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝመፅ ፀላኢ ንምድምሳስ ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ልኡኽ ንምስታፍ ድሉዋት ኢዮም።

ኣብ ከተማ ሆሳእና ነባሪ ቀበሌ ሴች ዱና ወታደር ተፈሪ ታደሰ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምጥፋእ ዜግነታዊ ግበኡኦም ንምውፃእ ከምዝተለዓሉ ገሊፆም።

ነባሪ ቀበሌ ሊች ኣምባ ወታደር ዴቴቦ ፎጬ ብግደኦም፥ ከም ነባር ወተደር ህልውና ሃገር እንትድፈር ምዕዛብ ሃገር ከም ምኽሓድን ሃገር ኣለኒ ንምባል ከምዘይድፍርን ተዛሪቦም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ወፍሪ ህልውና ንምፅምባር ኣባላት ነበር ሰራዊት ምክልኻል ዘቕረቡ ሕቶ ንምትእንጋድ ኣብ ከይዲ ከምዝኾነ ይፍለጥ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.