Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ወግዒ“ፅናት ለሀገር ህልውና” ብዝብል ርእሲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ወግዒ“ፅናት ለሀገር ህልውና” ብዝብል ርእሲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ምጣነ ሃፍቲ፣ ስነ ልቦና፣ ኪነ ጥበብን ደሕንነትን ኣብ ዝብሉ ትኹረት ብምግባር ከምዝካየድ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.