Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ካቢኔ ብምሽዋም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምስረትኡ ዘሳለጠ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።

ከንቲባ ወ/ሮ አዳነች ኣቤቤ ኣባላት ካቢኔ ናብቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ብዝቐረቡ ሕፁያት ርኢቶ ብመሃብ ኣፅዲቑ።

ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለዩ ተናሓናሕቲ ውድባት ዝተኻተቱሉ ካቢኔ ክኸውን ተገይሩ።

ብመሰረት እዚ፦

1.ዶ/ር ቀነአ ያደታ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን

2.ዶ/ር ሂሩት ካሳው ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ_ጥበብን ቱሪዝምን

3.ወ/ሮ ፅዋዬ ሙሉነህ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ

4.ኣይተ ጀማል ኣሊዬ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳርን ልምዓት መሬት

5.ኣይተ ዳዊት የሺጥላ ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት

6.ኢ/ር ሃያልነሽ ሃብተማሪያም ሓላፊ ቢሮ ዲዛይንን ህንፀትን

7.ዶ/ር ሙሉቀን ሃብቱ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ቴክኒክ ሙያ ፣ስልጠናን ቴክኖሎጂን

8.ዶክተር ዮሃንስ ጫላ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና

9.ኣይተ ኣደምኑር ዋበላ ሓላፊ ቢሮ ንግ

10.ኣይተ ዘላለም ሙላቱ ሓላፊ ቢሮ ትምህር

11.ዶ/ር ሃና የሺንጉስ ሓላፊት ቢሮ ደቂ አንስትዮ ፣ህጻናትን ማሕበራዊ ጉዳይን

12.ኣይተ ሙሉጌታ ተፈራ ሓላፊ ቢሮ እቶት

13.ኣይተ አብረሃም ታደሰ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን

14.ኣይተ ዮናስ ዘውዴ ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን

15.ወ/ሮ ጽጌሬዳ ወርቁ ሓላፊት ቢሮ ፅባቐ ከተማን ሓምለዋይ ልምዓትን

16.ዶ/ር ዳዲ ወዳጆ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላን

17.ኣይተ ግርማ ሰይፉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት

18.ኣይ ዩሱፍ ኢብራሂም ሽፈራው በዓል መዚ ምምሕዳር ንብረት መንግስቲ ኮይኖም ተሾይሞም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.