Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ምሳኤል ሩሲያ ፀላእትና ደጋጊሞም ክሓስቡ ዝገብር ኢዩ-ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሩሲያ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ዝፈተነቶ ሓዱሽ ምሳኤል ፀላእትና ደጋጊሞም ክሓስቡ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳነት እታ ሃገር ቪላድሚር ፑቲን ተዛሪቦም።

ሩሲያ ሳርማት ዝተብሃለ ኣህጉር ናይ ምቁራፅ ዓቕሚ ዘለዎ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ምግባራ ኤጀንሲ ምርምር ህዋ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

ድሕሪ እቲ ፈተነ ብቴሌቪዥን እታ ሃገር መደረ ዝገበሩ ፕሬዚዳን ቭላድሚር ፑቲን፥ ነቲ ኤጀንሲ እንኳዕ ደስ በለካ ኢሎም።

እቲ ሓዱሽ ምሳኤል  ፀላእትና ኩሉ ጊዘ ንክሓስቡ ዝገብር ኢዩ እውን ኢሎም።

እቲ ሚሳኤል ወተሃደራዊ ዓቕሚ ኲናት ሩሲያ ዘጠናኽር ከመዝኾነ እውን ምዝራቦም ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.