Fana: At a Speed of Life!

ሓደሽቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዘለዎም ቅርታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዘለዎም ቅርታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ገሊፁ።

እቲ ሚኒስቴር ብኣካል መፂኦም ቅርታ ዘቕርቡ ተምሃሮ ከምዘየተኣናግድ እውን ሓቢሩ።

እቶም ተምሃሮ ዘለዎም ቅርታ መረበብ ሓበሬታ https://forms.gle/Jt9L7F2EDDC62YLQ7፣ ቁፅሪ ስልኪ +251911763794፣ +251943543805 ከምኡውን  ኢ-ሜይል ኣድራሻ support@ethernet.edu.et  ዝብሉ ኣማራፅታት ብምጥቃም ቅርትኦም ናብ ዝምልከቶ ኣካል ምቕራብ ከምዝኽእሉ ኢዩ ኣፍሊጡ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.