Fana: At a Speed of Life!

ሓደሽቲ ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ።

ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ስነ-ስርዓት ምፍናውን ቃለ-ማሕላን  ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ ይካየድ ኣሎ።።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመቶም ካብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተቐቢሎም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ ኣሸናፊ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.