Fana: At a Speed of Life!

ሓደራ ህዝቢን ሃገርን ንምውፃእ ኩሉግዘ ድሉዋት ኢና – ኣመራርሓታትን ኣባላትን እዚ ሰሜን ምዕራብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደራ ህዝቢን ሃገርን ንምውፃእ ኩሉግዘ ድሉዋት ከምዝኾኑ ኣመራርሓታትን ኣባላትን እዚ ሰሜን ምዕራብ ገሊፆም።

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምጥፋእ ካብ ሜካናይድ ክሳብ እግረኛ ብምውዳድ ዝተውሃበ ወፍሪ ብግቡእ ተዋፂእና ኢና ሕዚ እውን ንሓድነት ሃገርን ንሰላም ዜጋታት ሃገርን ህዝቢን ዝሃበና ሓደራ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንምውፃእ ድሉዋት ኢና” ክብሉ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኣመራርሓታትን ኣባላትን እቲ እዚ ተዛሪቦም።

ካብ መጀመርታ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ካብ ጋሳይ ክሳብ ድልድል ድልብ ኣብ ዝነበረ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተወሰደ ዘየዳግም ስጉምቲ ብዙሓት ዘኹርዑ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም።

እቲ እዚ ኣብ ጉና፣ ጨጨሆ፣ ደብረ ዘቢጥ፣ ጋሸና፣ ኣፄ ውሃን ሓሙሲትን ዝነበሩ ኮንክሪት ድፋዓት ንምስባር ብፍላይ ድማ መበል 34 (ግድግዳው)ን መበል 51 ክፍለ ሰራዊታት ዝፈፀሙዎ ጅግንነት፥ ብታሪኽ ዝዝከር ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሌተናል ጄነራል ጌታቸው ጉዲና።

ሕዚ እውን ብህብረ ብሄራዊ ሓድነት ሰላም ኢትዮጵያ ንምሕላው ድሉዋት ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም።

ብምንይችል አዘዘው

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.