Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኮማንዶ ፖሊስ ፌዴራል ጉጅለ ህወሓት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ባዶ 6 ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትጥቀመሎም ዝነበረ ክዳውንቲን ናውቲን ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኮማንዶ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ መቐለ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ባዶ 6 ኣብ ዝገበሮ ዳህሳስ ጉጅለ ህወሓት ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትጥቀመሎም ዝነበረ ክዳውንቲን ናውቲን ኣወጊዱ።

እተ ቦታ ዘይሕጋዊ ቤት ማእሰርቲን መግረፍቲን ዝፍፀመሉ ከምዝነበረ ምክትል ኮማንደር መሓመድ ኣሰፋ ገሊፆም።

እቲ ሓይሊ ኮማንዶ ኣብቲ ከባቢ ተመሳሰልቲ ስራሕቲ ተፍቲሽን ምፅራይን ይሰርሕ ከምዘሎ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.