Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመት ዕዉት ስራሕ ምውጋኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብዙሓት ተግባራት ብዕዉት ኩነታት ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።

ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ÷ “እቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብሓፈሻ ንሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ” ኢሎም፡፡

ኣብ ሓዱሽ ዓመት እውን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝዐዘዘ ብርኪ ምድላው ከምዝርከብ ኣረጋጊፆም፡፡

ብሄራዊ ረብሓ ሃገርና ንምጉዳእ ዝንቀሳቐሱ ታሪኺዊ ፀላእትና ብናይ ውሽጢ ተሓባበርቲ ባንዳታት ድሌቶም ከምዘይዕወት ብምርዳእ ካብ ተግባሮም ክዕቀቡ ይግባእ ኢሎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.