Fana: At a Speed of Life!

ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ “ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም” ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ቱሪዝም ዝተሓዘሉ “ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም” ምድላው ተዛዚሙ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ።

እቲ ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም ኣሰናዲእኻ ንምዝዛም ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሒን ከምዝሰደ ተሓቢሩ፡፡

ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣካውንት ሳተላይት ቱሪዝም ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉ ሓፈሻዊ ሓበሬታታት ብግቡእ ንምስናድ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ተዛሪቦም፡፡

እቲ ስራሕ ምስ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ካልኦት ዓለም ለኸ ትካላትን ብምትሕብባር ከምዝተሰናደአ ኣብሪሆም፡፡

ብፈትያ ኣብደላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.