Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ሓፈሻዊ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ቀፃሊ ኣንፈት ኣቐሚጡ።

ኣብቲ እዋን ዘተ ኮሚሽነር ፖሊስ ጀነራል ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ እቲ ሓራዊ ግብረ-ሓይሊ ኣብ ኢትዮጵያ እናተመሓየሸ ዝመፅአ ኩነታት ፀፅታ ኣጠናኺርካ ክቕፅል ምግባር ኣብ ቀፃሊ ትፅቢት ዝግበሩ ፍፃመታት ብሰላም ንኽካየዱ ካብ ብሕዚኡ ልዑል ምድላው ብምግባር ንተግባራዊነቱ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተረኸበ ሰላም ኣጠናኺርካ ብምቕፃል ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝህልዉ ፍፃመታት ሰላምን ድሕንነትን ናይ ምርግጋፅ ኣንፈት ኣቐሚጡ ዘተኡ ከምዝዛዘመ ሓበሬታ ፖሊስ ፌደራል የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.