Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መበርሂ ይህብ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ኣምባሳደራትን ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ተረኺቦም።

እቲ መብርሂ ብዋናነት ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን ዝፍፅሞ ዘሎ በደል ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ከምዝግለፅ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.