Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ከተማ ላሊበላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ከተማ ላሊበላ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ከተማ ላሊበላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ፥ ሓዱሽ ኣዋጅ ርክብ መንግስታትን ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተጀመረ ስራሕቲ ሪፎርም ዝሐሸ ግንዛበ ዝተሓዘሉ መድረኽ ከምዝኸውን ተገሊፁ።

በመድረኩ የፌዴሬሽን ምክር ቤት አፈ ጉባኤ አቶ አደም ፋራህ ፣የህዝብ ተወካዮች ምክር ቤት አፈጉባኤ አቶ ታገሰ ጫፎ እንዲሁም የክልሎች አፈ ጉባኤዎች መገኘታቸውን ከምክር ቤቱ ያገኘነው መረጃ ያመለክታል።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራሕ፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤታት ክልላትን ከምዝተረኸቡ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.