ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ-ሕብረት ኣውሮፓ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኢትዮ- ሕብረት ኣውሮፓ ተሳሊጡ።
እቲ መድረኸሰ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ኣውሮፓ ሕብረት ኣምባሳደር ጆሃን ቦርግስታም ኢዩ ተመሪሑ።
ኣብ ጉዳይ ትሕብብር ሕብረት ኢትዮ-ኣውሮፓ፣ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ፣ ሓለዋ ሰብዓዊ መሰል፣ ሃገራዊ ምርጫ ዘተኮር መድረኽ ምንባሩ ድማ ተሓቢሩ።
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምንም እኳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ጎንፅታት እንተጋጠመ ኮቪድ-19 ዝፈጥሮ ኣሉታዊ ፅዕንቶ እንተነበረ እዉን ምቹው ኩነታት ኢንቨስትመንት ብምጥቃም ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ተዛሪቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።