Fana: At a Speed of Life!

ሓቀኛ ዴሞክራሲ ክዓስል ዝኽእል ኣብ ሃገራት ኢድ ምእታው ጠጠው እንትብልን ህዝቢ ባዕሉ ወናኒ ዴሞክራሲ እንትኸውንን ኢዩ – ዋንግ ዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ “ሓደ ዓይነት ዴሞክራሲ የለን፤ እኳኣስ ሓቀኛ መንፈስ ዴሞክራሲ ንምዕሳል ንስራሕ” ክብሉ ኣብ መበል 14 መድረኽ ዴሞክራሲ ማሊ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ከምዝገለፁዎ፥ “ኣባሓጎታትና ንሕና ደቂ ሰባት ካብ ኲናት ናፃ ዝኾነ፣ ጥምየትን ድኽነትን ዘይረኸቦ፣ ኣብ ፍትሒ ዝተመርኮሰ ሕጉስ ህይት ንኽንነብር ደኺሙና ሰልኪዩና እንተይበሉ ንዘሓለፈ ሓደ ሺሕ ዓመታት ዝሐሹ ስርዓታትን ፖለቲካዊ ውዳበን ሰሪሖም ኢዮም”፡፡

“ሎሚ ኣሊሽና ንረኽቦ ዴሞክራሲ የለን ዝበሉ ዋንግ ዩ፥ ንሳቶም ቀዲሞም ሰሪሖምዎ ኢዮም” ኢሎም፡፡

ሓቀኛ ዴሞክራሲ ክዓስል ዝኽእል ኣብ ልዕሊ ሃገራት ኢድ ምእታው ጠጠው እንትብልን ህዝቢ ባዕሉ ወናኒ ዴሞክራሲ እንትኸውንን ከምዝኾነ ምግላፆም ሲጂቲኤን ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.