Fana: At a Speed of Life!

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣባባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ዝተሾሙ ኣይተ ኣደም ፋራህ ካብ ነበር ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ርኽክብ ስራሕ ገይሮም።

ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣደም ፋራህ ልዝብ ኣካይዶም፡፡

ኣብቲ ዘተ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ከምኡ እውን ኣብ ቅድሚት እናተሰርሑ ንዝርከቡ ትልምታት ዝምልከት ገለፃ ተገይሩ፡፡

ኣይተ ኣድም ፋራህ ንሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈት ተዘዋዊሮም ከምዘበረታትዑዎም ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.