Fana: At a Speed of Life!

ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 6 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሮም።

ካብዚ ብተወሳኺ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ሓገዝ ንምግላፅ “ደምና ንሰራዊት ምክልኻልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ደም ለጊሶም።

እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ምርግጋፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.