Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ ምሰት 5፡15 ቼልሲ ምሽ ሳውዝሃምፕተን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።

ምሸት ሰዓት 4፡30 ተመሳሳሊ ሰዓት ካልኦት ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፤ ብራይተን ምስ በርንማውዝ፣ ክሪስታል ፓላስ ምስ ኣስቶን ቪላ ከምኡ እውን ወልቭስ ምስ ፉልሃም ክራኸባ ኢየን።

ተኸታታሊ ክልተ ፀወታታት ፕሪሚዬር ሊግ ስዕረት ዘተኣናገደት ጋንታ ቸልሲ ብ43 ነጥቢ ኣብ ሰደቓ እቲ ሊግ መበል 7ይ ደረጃ ትርከብ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.