Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ መዓልቲ ኣብ መርካቶ እንታይ ኣጋጢሙ…?

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ መርካቶ ሕደ ሓደ ነጋዶ ንብረት ክውረስ ኢዩ፤ ድንኳንና ክዕፆ ኢዩ ኣብ ዝብል ምድንጋር ይርከቡ።

እቲ ምድንጋር ካበይ መፂኡ ዝብል ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ምፅይ፤ ብደረሰኝ ክተዓዳደጉ ዝግበኦም ነጋዴ ብደረሰኝ ዕድጊት ንኽፍፅሙ ስለዝተገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ዝርዝር ሓበሬታ ካብ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሒዝና ክንቀርብ ኢና።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.