Fana: At a Speed of Life!

ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ካብሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ክፋል ከውሊ ፀሓይ ከጋጥም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ክፋል ከውሊ ፀሓይ ከምዘጋጥም ተገሊፁ።

ኣብዚ ዓመት ንኻል ግዘን ናይ መወዳእታን ዝረአ ከውሊ ፀሓይ÷ ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ብኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኢዩ ከጋጥም።

ኣብዚ ዓመት ንኻልኣይ ግዘ ዘጋጥም እቲ ተርእዮ÷ ወርሒ አብ ሞንጎ ፀሓይን መሬትን ስለተሓልፍ ዝፍጠር ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እቲ ኣጋጣሚ መብዛሕትኡ ብርሃን ፀሓይ ዝኽልክል እንትኸውን÷ ፅላሎታ ድማ ኣብ መሬት ክዓርፍ ኢዩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.