Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 996 ሚሊየን ብር ንመንግስቲ ንክምለስ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ልዕሊ 996 ሚሊየን ብርን ልዕሊ 24 ሺሕ ሄክታር መሬትን ንመንግስቲ ንክምለስ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ፌዴራልን  ገሊፁ።

ብተወሳኺ 18 ኣባይቲ ቀበሌ፣ ንሓገዝ ዝመፅአ 274 ኩንታል እኽሊ ካብ ሙሰኛታት ናይ ምምላስ ስራሕቲ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.