Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 90 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ምጥሓሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 90 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ምጥሓሎም ተገሊፁ።

እታ ጀልባ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መወዳእታ ስደተኛታት ካብ ልቢያ ፅዒና ናብ ኣውሮፓ ንምሽጋር እንትትፍትን ከምዝጠሓለት ንኣሶሺየትድ ፕረስ ብምርቋሕ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

ካብ 1 ጥሪ ክሳብ 28 መጋቢት ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘሎ እዋን ኣስታት 300 ዝኾኑ ስደተኛታት ኣብ ማእኸላዊ ሜዲቲራኒያን ብምጥሓል ሀይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እውን 1 ሺሕን 553 ስደተኛታት ኣብቲ ጉዕዞ ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ እቲ ትካል ኣዘኻኺሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.