ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
እቶም ናውቲታት ካብ 18 ክሳብ 25 ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።
ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡን፣ መድሓኒት፣ ናውቲታት ፅባቐ፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ ዘይቲ ብልዒን ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምዝርከብዎም ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።