Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 57 ሺሕ 295 ሜትሪክ ቶን ኤን.ፒ.ኤስ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) ኣብጅቡቲ ተራጊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቱ ካብ ዝግበኦ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እቲ ናይ መጀመርታ ልዕሊ 57 ሺሕ 295 ሜትሪክ ቶን ኤን. ፒ.ኤስ መዳበሪያ ኣብ ጅቡቲ ተራጊፉ፡፡

ካብ ሞሮኮ መዳበርያ ዝፀዓነት ፈላመይቲ መርከብ ትማሊ ኣብ ጅቡቲ ምርጋፋ ካብ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብ ሳልሳይ ሽፍቲ ኦፕሬሽን /ብምሸት ሽፍቲ/ ልዕሊ 2 ሺሕን 370 ሜትሪክ ቶን መዳበርያ ናብ ሃገር ምእታው ከምዝተኸኣለ እውን ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.