Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ካብ 7 ክሳብ 13 ሓምለ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 187 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።

ብተመሳሳሊ ልዕሊ 201 ሚሊየን ብር ዘለዎም ሰደድ ዝግበሩ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ብድምሩ ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ ኣፍሊጡ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ ተሽከርከርቲ፣ ኣፅዋራት ኲናት፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ ዘይቲ ብልዒን ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ይርከብዎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.