Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 34 ሺሕ ዝኾኑ ሰልጠንቲ ዝሳተፉሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስልጠና ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር 3ይ ዙር ሃገር ለኸ መንቀሳቐስቲ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ስልጠና ንመሃብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ ስልጠና ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ኣብ 35 ማእኸላት ስልጠና ልዕሊ 34 ሺሕ ንዝኾኑ ሰልጠንቲ ከምዝሳተፉ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌው ገሊፆም።

ብቅድስት ተስፋዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.