Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 34 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ኣዋሽ መልካ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 34 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ኣዋሽ መልካ ተመሪቑ።

እቲ ቤት ትምህርቲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መሪቖም ከፊተምዎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ፥ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ኣይተ ፍቓዱ ተሰማ፣ ኣፈጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ በዶን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም።

ብኣፈወርቅ ኣለሙ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.