Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 275 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 275 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

እቲ ናውቲታት ካብ 1 ክሳብ 7 ለካቲት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ዝተትሓዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ መለዋወጢ ኣቑሑ መኪና፣ ዘይቲ ብልዕን ገንዘብ ዝተፈላላያ ሃገራት ይርከብዎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.