Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ውሽጢ ኻደ ሰሙን ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 11 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 142 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 75 ነጥ 4 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዝወፅኡን ብድምር 218 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ተታሒዞም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.