Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 200 ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን እናተውሃቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብዘማዕበሎም ስርዓታት ዝትግበሩ 222 ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን እናተውሃቡ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ።

ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕረሰብ ብምትሕብባር እቶም ኣገልግሎታት ቀፃልነት ብዘለዎ መልክዑ ንኅትግበሩ ንምግባር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከምዝተፈራረሙ ተገሊፁ፡፡

ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ ኣገልግሎታት መንግስቲ ቅልጡፍ ንምግባርን ምንግልታዕ ዜጋታት ንምንካይን ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተዛሪበንን።

ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ 2 ሺሕን 500 ኣገልግሎታት ብኦንላይን ንመሃብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ዝገለፃ እተን ሚነሲትር ዲኤታ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን 222 ኣገልግሎታት ብኦንላይን እናተውሃቡ ከምዝኾኑ ኣብሪሀን፡፡

ልዕሊ 1000 ዝኾኑ ዜጋታት ከምዝተመዝገቡ ምሕባረን እውን ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.