ልዕሊ 20 ሺሕን 411 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጓዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዕለት ልዕሊ 20 ሺሕን 411 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተጓዓዓዘ ተገሊፁ፡፡
እቲ መዳበሪያ ብ439 ተሽከርከርቲን ብባቡርን ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተጓዓዘ ተሓቢሩ፡፡
ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ዝበፅሐ መዳበሪያ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኣብ ሓፂ ግዘ ናብ ሃገር ኣጠቓሊሉ ንምጉዕዓዝ እናሰርሐ ምዃኑ ካብ መርበብ ሓበሬታ እቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል በሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር ) ÷ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ጅቡቲ፣ ኣክሲዮን ማሕብ ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ፣ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ኤም ቲ ኤስ ኢባትሎ ጅቡቲ ከምኡ እውን ካልኦት መዳርግቲ ኣካት እቲ ከይዲ ኣብ ምቅልጣፍ ብዕቱብ እናርሑ ከምዝርከቡ ተዛሪቦም፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com