Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ 17 ክሳብ 23 ለካቲት 2015 ዓ.ም ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከመዝተትሓዙ ኣፍሊጡ።

እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ነዳዲ፣ ክዳውንቲ፣ እንስሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ ተሽከርከርቲ፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ ኣፅዋራት ኲናት፣ ዘይቲ ብልዕን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ገንዘበን ይርከብዎም።

እቶም ዘይሕጋዊ ናውቲታት ከዘዋውሩ ዝተትሓዙ ሰባትን ተሽከርከርቲን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.