Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን 47 መሳርሒታት ወደብ ናብ ስራሕ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደረቕ ወደብ ሞጆ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእላ ልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን 47 መሳርሒታት ወደብ ናብ ስራሕ ኣቲየን።

ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ዝተገዝኣ እተን መሳርሒታት ወደብ ስነ ሰርዓት ምረቐአን ኣብ ደረቕ ወደብ ሞጆ ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ዓውዲ ትራንስፖርት እዛ ሃገር ንምጥንኻር ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለዉ ተዛሪበን።

ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ንምምዕባል ትኹረት ከምዝተውሃቦ እውን ሓቢረን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.