Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 160 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢኮኖሚ ዞን ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 160 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞን ቦሌ ለሚ ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ጀሚሮምቦሌ ለሚ

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)÷ ኣብቲ ኢኮኖሚ ዞን ፍሪያት ንምፍራይ ኣብ ከይዲ ዘለዉ ሰብ ሃፍቲ ምንቅስቓስ ስራሕ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።

እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ መዛዘሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ምስቲ ኮርፖሬሽን ኣብቲ ፍሉይ ዞባ ስራሕ ንምነጅማር ስምምዕነት ከቲሞም ናብ ስራሕ ምእታዎም ተገሊፁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ፍሪያት ናይ ምፍራይ ስራሕ ምጅማር ዘኽእሎም ህንፀት ሼድን ተኸላ መፍረዪ ማሽንን ስራሕቲ ኣብ ምፍፃም ከምዝርከቡ ተሓቢሩ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.