Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብምዃን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ዝኣተወ ኣቕሓ ከምዝሓዘ ኢዩ ገሊፁ ዘሎ፡፡

እቶም ኣቕሑት ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታዉ ከፋፍሉ ዝፈተኑ ኣብ ከባቢ ገላን ኮንዶሚንየም ሹፈርን ሓጋዚኡን ሓዊሱ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዝተትሓዙ ሓበሬታ ፖሊስ ፌደራል የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.