Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ መንጎ ዝዕደግ 19 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ኣብ ወደብ ካብ ዝበፅሐ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ 13 ሚሊየንን 676 ሺሕን 326 ኩንታል ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተሓቢሩ።

እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ብመሰረታዊ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ኣቢሉ ንሓረስቶት ይቐርብ ከምዘሎ ኣብ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.