Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 102 ሺሕ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝብሩ ልዕሊ 102 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስቲ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ንኽምለሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ደመቀ መኮንን ገሊፆም።

ኣብ ስዑድ ዓረብ ልዕሊ 750 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ዝነብሩ እንትኾኑ፥ ልዕሊ 450 ሺሕ ዝኾኑ ዜጋታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ከምዝነብሩ ተሓቢሩ።

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገር ንምምላስ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ተጣይሹ እናተሰርሐ ይርከብ እውን ተባሂሉ።

ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ፣ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒሰስቴር ስራሕን ክእለትን፣ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ብሓፈሻ ልዕሊ 16 ዝኾ ትካላት ኣባላት እቲ ኮሚቴ ኢዮም፡፡

ብቅድስት ተስፋዬ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.