Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚለየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ልባስ ክዳውንቲ ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሕሶት ሰነድ ናብ ማእኸል ሃገር ክሓልፍ ዝነበረ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚለየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ልባስ ክዳውንቲ ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት መቆፃፀሪ ጣቢያ ጪጬ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ መቆፃፀሪ ጣቢያ ምክትል ኮማንደር መስቀሌ አርጋው ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ልባስ ክዳውንቲ ቁፅሪ ሰሌዳ ኮድ-3 09117 ኢት ብዝኾነት ተሸከርካሪት ተፃዒኑ ካብ ቡሌ ሆራ ናብ ኣዲ ኣበባ ብዝብል ብዝተፀሓፈ ናይ ሕሶት ሰነድ ክሓልፍ ክብል ኢዩ ተታሒዙ።

ሰብ ሞያ ፍተሻ ኬላ ነቲ ሰነድ ብምጥርጣር ብዝገበሩዎ ምፅራይ ናይ ሕሶት ኮይኑ ከምዝተረኸበ ብምሕባር፤ ኣብቲ ፍተሻ ምስ ድፋጫ ቡን ዝተፀዓነ 10 ሺሕን 931 ኪሎ ግራም ዝምዘን ልባስ ክዳውንቲ ዓለባ ከምዝተረኸበ ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.