Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሩ።
ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ምስ ዝርከብ ቢሮ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ንምብራቕ ኣፍሪካ ዕቑር ሓይሊ እተዋፅኦ ሞተራይዝድ ሻለቃ ምድላዉ ዘረጋግፅ ጉጅለ ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ይፍለጥ።
ዳይሬክተር ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴር ጀኔራል ፖል ካሁሪያ ጀማ፥ እቲ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ሞተራይዝድ ሻለቃ ዕቑር ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምድላዉን ሓፈሻዊ ቁመንኡን ምርኣዮም ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.