Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ካፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ካፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም።

እቶም ኣባላት፥  ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ኣፍሪካ ክካተት ይግበኦ ኢሎም።

ከምኡወን ኣብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ሰገናትን መናእሰይን ማዕርነት ነፃነትን ደቂ ሰባትን መርኣያ ዝኾነት ኢትዮጵያን እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋን ንክርእዩ ፃዕሪ ክግበር ይግባእ ምባሎም ኣብቲ ሙዚየም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.