Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ኢንቨስትመንት ፓኪስታን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንምዕዛብ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ልኡኽ ኢንቨስትመንት ፓኪስታን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣካይዱ።
ነቶም ኣባላት ሓፈሻዊ ከይዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ከምዝተገበረሎም ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣብቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ንሰብ ሃፍቲ፣ ኣፍረይቲ ዝተዳለዉ ምቹኣት መሰረተ ልምዓታት፣ እዋናዊ ከይዲ ፍሪያት ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ከምኡውን ኣወሃህባ ኣገልግሎት ምርኣዮም ተገሊፁ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.