Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ኣብ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 70 ጉጅለ ልኡኻት ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ኣብ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም።

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ÷ ነቲ ጉጅለ ልኡኽ እዋናዊ ምንቅስቓስ እቲ ፓርክ ዝምልከት ገለፃ ገይሮም፡፡

ኣብ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ቦሌ ለሚ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት÷ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ዘለዎም ከይዲ ምፍራይን ምንቅስቓስ ስረሖምን ከምዝዕዘቡ ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.