Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ንግድን ኢንቨስትመንትን ህንዲ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎ ባህጊ ገሊፁ።

ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ምክትል ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኢንቨስመነት ኢትዮጵያ ዳጋቶ ኩምቤን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋርማሲቲካል፣ ዓለባ፣ ኣይ ሲ ቲ፣ ግብርናን ካልኦት ዓውዲታትን ኢንቨስት ንምግባር ባህጊ ከምዘለዎም ምግላፆም ኣብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.