Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጋህሲ መሬት ሓደጋ ኣብ ዘጋጠመሉ ቦታ ብምርካብ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 85 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣረኪቡ።

ብፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዝተልኣኸ ልኡኽ ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዑ፡፡

ኣብቲ እዋን ድማ በቲ ሓደጋ ዝተጎድኡ ንምድጋፍ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ጎኒ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምትብል ኣባላት እቲ ልኡኽ ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.