Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ግምባር ሷሮቢት ኣናተቃለሱ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ኣበረታቲዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ግምባር ሷሮቢት ተረኺቦም ንግብረ ራዕዳውያን ኣናተቃለሱ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ኣበረታቲዖም።

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ጅግና ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምፍሻል ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት እናተቓለሱ ከምዝርከቡ ይፍለጥ፡፡

ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ሓላፊ ዘፈር ምክል ኻል ገበን ብኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ ዝተመርሐን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ዝተረኸቡሉን ጉጅለ፥ ኣብ ከባቢ ግምባር ሸዋ ሮቢት ዝርከቡ ውግኣት ተዘዋዊሮም ብምዝውዋር ንሰራዊት ኣበረታቲዖም።

እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓታት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሰራዊት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምቅላስን ንምምካትን ዘኽእል ብቑዕ ቁመና ከምዝርከቡ ገሊፆም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.