Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ።

ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰንን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሐ ክልልን ዞባታትን ተረኺቦም።

እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ህወሓት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝበፅሑ ስምምዕነት ብዝምልከት ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሓላፊ ቅርንጫፍ  ቤ4ት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኢስሃቅ አብዱልቃድር፥ መንግስቲ ምስ ህወሓት ዝበፅሖ ስምምዕነት ከይዱ፣ ውፅኢቱን ረብሕኡን ዘካተተ መበገሲ ሰነድ ምቕራቡ ምግላፆም ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.