Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም።

እቶም ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እውን ሓበራዊ ድሕንነት ምሕላው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.