Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ግብርና ኣብ ወረዳ ዱብቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ግብርና ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ሚኒስትር ግርማ ኣመንቴን (ዶ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ዳይሬክተራትን ሰራሕተኛታትን ተሳቲፎም።

ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ክላስተር ኢኮኖሚ እቲ ክልል ኣይተ ዓሊ መሃመድን ካልኦት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቢሮ ግብርና እቲ ክልል ከምዝተሳተፉ ኣብ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.