Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ።

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ መላእ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራንን ኣመራርሓን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ይዛተ ኣሎ።

ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)፥ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ውፅኢታዊ ስራሕ ንክሰርሕ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ግደኦም ክዋፅኡ መብርካት ኣለዎም ኢሎም።

ክሳብ ሐዚ ብዘሎ ከይዲ፥ ምስ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ትካላት ሚዲያን ማሕበረሰብ ዓለምን ከምዝተላዘበ ሓቢሮም።

ብሳሙኤል ወርቃየሁን ሰለሞን ይታየውን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.